ራኢን ልኡኽን

ራእይ

ሓሳባት ፖሊሲን ኣንፈታትን ብምፍልፋል ኣበ 2017 ኣኢ ብብርኪ ኣፍሪቃ ዝተኣምነን ተወዳዳራይን ትካል ምርምር ፖሊሲ ኮይኑ ምርኣይ

ልኡኽ

መፅናዕታትን ምርምራትን ብምክያድ ናይ ኣንፈታት ፖሊሲን ትልምታትን ሓሳባት ብምፍልፋል ኩለመዳይ ምዕባለ ትግራይን ከባቢኣን ክረጋገፅ ኣበርክቶ ምግባር